Informasjon

Yaried Adhanom Beraki

  • 06.06.1998 - 02.09.2023

Til minne for vår kjære sønn, bror, onkel og godeste venn

Yaried A. Beraki var født i Segeneyti Eritrea han var yngste man i en søskenflokk på 4, Etter å ha bodd i Eritrea til han var 11 år gammel, flyttet han til Norge med familien sin. Han levd resten av årene sine i Trondheim omringet av hans familie og venner. Han var elsket av alle rundt han. Han har vært en god sønn, bror, onkel og venn! Yaried hadde et ubeskrivelig varmt hjerte som var full av kjærlighet, omsorg, LOJALITET, glede, latter, geniunt tillit til Gud og Tro på Jesus som sin herre. Han har etterlatt folk rundt seg gode minner og verdier som vil bli husket og lært videre til neste generasjoner!! Hans fravær er et stort tap i våre liv. Vi trøster oss med at han er nå i sitt evig hjem hos Jesus. Yaried A. Beraki was born in Segeneyti Eritrea, he was the youngest of 4 siblings. He lived in Eritrea until he was 11 years old, then he moved to Norway with his family. He lived the rest of his years in Trondheim surounded by his family and friends. He was loved by everyone around him. he has been Good son, brother, uncle and friend!! Yaru had undescribable warm heart that was full of Love, compassion, LOYALITY, joy, laughter and a geniune Trust in God and faith in Jesus Christ. As his Lord. He has left good memories and values that will be remembered and be tought for the generations to come!! His absence is a big loss in our lives, but we find comfort in knowing he is in his eternal Home With Jesus ንዘልኣለም እንዳ ዘከርናካ ክነብር ኢና.ኣዚና ኢና ነፍቅረካ ያሩየ መምህር ፍቅሪ። Paypal Wiliamadhanom@yahoo.com Vippes nr 92084 878 ‎ ‎ ሓጺር ታሪኽ ሂወት እነፍቅሮን እንፈትዎን ሓውናን ወድናን መንእሰይ 🤍 ያሬድ ኣድሓኖም በራኺ🤍 ያሬድ ኣድሓኖም በራኺ፡ካብ ኣቡኡ ኣድሓኖም ኪዳነ በራኺን፡ ካብ ኣዲኡ ንጽህቲ መለስ ጎበዛይን፡ ብዕለት 06/06/1998 ኣብ ከተማ ሰገነይቲ ተወሊዱ። ያሬድ ፡ ካብ ኣሕዋቱ መበል 4ይ ሕሳስ ልደት እዩ። ከም ኩሉም ኣሕዋቱ ድማ ኣብ እንዳ ምሲዮን (mission) ኣዚለ ተማሂሩ ከብቅዕ፡ ድሓር ወዲ 6 ዓመት ምስ ኮነ፡ ኣብ ደቀምሓረ ክሳብ ሳልሳይ ክፍሊ ኣብ ቃለሂወት ትምህርቱ ክቕጽል ኪኢሉ። ብድሕሪ እዚ ድማ፡ ዕድሚኡ ወዲ 8 ዓመት ምስ ኮነ፡ ምስ ኣዲኡን ኣሕዋቱን፡ ንዓዲ ቀይሕ ብምኻድ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቅድስቲ ሃና ካብ 4ይ ክፍሊ ክሳብ 6ይ ክፍሊ ተማሂሩ። ከም ኩሉ ኤርትራዊ፡ ኣብ መበል 11 ዓመቱ፡ ከም መላእ ስድራቤቱ ናብ ስደት ብምምራሕ ናብ ሱዳን ከይዱ። ድሕሪ ከባቢ 1 ዓመት ዝኣክል ኣብ ሱዳን ድሕሪ ምጽናሕ ድማ፡ ናብታ ኣቡኡ ኣቀዲሙ፡ ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጠላ ሃገር፡ ናብ ሃገረ ኖርወይ ተጠርኒፉ። ኣብ ኖርወይ ድማ ኣብ ከተማ ትሮንድሃይም ምስ ኩሎም ስድራቤቱ ኣብ ወርሒ 3 (March)፡ 2010 ኣትዩ። ንኡስ ወድናን ሓውናን ያሬድ ፡ ኣብ ኖርወይ ትምህርቲ ቋንቋ ኖርወጂያን ምእንቲ ክምሃር ድማ፡ ኣብ ኢላ ስኩለ (Ila skole) ጀሚሩ። ያሬድ ብትምህርቱ ንፉዕን ግዱስን ብምንባሩ፡ ቀልጢፉ ነቲ ቋንቋ ኖርወጅያን ኣብ ሓጺር ጊዜ ብምምላኹ፡ ኣብ ኮልስታድ (Kolstad barna skole) 7ይ ክፍሊ ክጽምበር ክኢሉ። ኣስዒቡ ድማ፡ ኣብ ሁሰቢይ ኡንግዶም ስኩለ (Huseby ungdom skole) ካብ 8ይ ክሳብ 10ይ ክፍሊ ዛዚሙ፡ ኣብ ቲለር ቪድረጎንደ ስኩለ፡ (Tiller videregående skole) ክቕጽል ክኢሉ። እቲ ያሬድ ዝብል ስም ኣቡኡ ኣድሓኖም፡ ምሁር መጽሓፍ ቅዱስ ምእንቲ ክኾነሉ በዚ ስም እዚ ክጽዋዕ መሪጹሉ። ከምኡ ድማ ኣዲኡ ንጽህቲ ንቤት ኣምላኽ ብምውሳድ፤ ፍቅሪ ክርስቶስ ኣብ ልቡ ክሓድር ብምግባር፤ ብፍልጠት መጽሓፍ ቅዱስ ክዓብን፤ ብፍርሃት ኣምላኽ ክመላለስን ኮስኲስካ ኣብ ብምዕባይ ዝግበር ዝክኣላ ኩሉ ብምግባር፡ ዓቢ ተራ ተጻዊታ እያ። ያሬድ እዚ ከምዝነበረ ህይወቱ፡ ካብ ንኡስ ዕድሚኡ ጀሚሩ ነቲ ዝተረድኦ ሓቂ ዎንጌል ካብ ምምስካር ድሕር ኣይብልን ነይሩ። ያሬድ ከምቲ ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ስዉር ዘይኮነ፡ በቲ ኣብ ሕብረተሰብ ኖርወይ ዘገጥም ምልውዋጥ ባህልን ኣካይዳን ክብርታትን ከምኡ ድማ እቲ ንኡስ ዕድመን ብምዃኑ ዘጋጥሞ ብድሆታት ከምዘሎዎ ኮይኑ፤ እቲ ንስድርኡ ዝነበሮ ፍቅርን፡ ንኣምላኽ ዝነበሮ ፍርሃትን፤ ኣብ ወንጌል ዝነበሮ እምነትን፤ ንጹህ ልቦንኡን ከይገደፈ፡ ነዛ ዓለም ተፈልይዋ። ገለ ካብቲ ኣብ ያሬድ ጎሊሑ ዝንጸባረቕ ዝነበረ ባህርያት ንምርቋሕ፡ • ግብዝና ዘይፈልጥ • ኣዝዩ ዘደንቕ ቅንዕና • ኣብ ልቡ ቂም ዘይሕዝ ምሕረተኛ ሰብ • ካብ እሙንነቱ ዝተላዕለ ብምሕዝነት ንነዊሕ ዓመታት ምስ የዕሩኹቱ ዝኸይድ ምንባሩ፡ ብቐረባ መላእ ስድራቤቱ ድሓር ድማ እቶም የዕርኽቱ ዝምስክርዎ ህይወት እዩ፡ ያሬድ ከም ካልኣይቲ ኣደይ ኢሉ ዝገልጻ ዓባይ ሓፍቱ ሓበን፡ ሓደ እዋን እግዚኣብሄር ብሕልሚ ከምዚ ዝስዕብ በላ፡ ''ልቢ ሓውኪ ያሬድ ርኣዪ ይብለኒ እሞ፡ ኣነ ግና ልቢ ያሬድ ሓወይ ካብ ኣዝዩ ምድማቑ እተላዕለ ዓይነይ ስለ ዝደጎሐኒ ፡ ንጎይታ ክርእዮ ኣይክኣልኩን በልክዎ'' ጎይታ ድማ ጹርያት ልቢ ንኣምላኽ ክርእይዎ እዮም እሞ ብጹኣን እዮም ኢሉኒ። ኣነ ድማ ንያሬድ ሓወይ ብዛዕባቲ ኣምላኽ ብዛዕብኡ ዝገለጸለይ ኩሉ ገሊጸ፡ ያሬድ ሓወይ ንስኻ ብጹእ ጻድቅ ኢኻ፡ ልበይ ድማ ብኣኻ ዕሩፍ እዩ በልክዎ። ያሬድ ወድናን ሓውናን ድሮ ምማቱ ምስ ስድራቤቱን የዕሩኹቱን ዝነበሮ ፍሉይ ፍቕሩ እንዳገለጸ፡ ሕጉስ መዓልቲ ውዒሉን ኣምሲዩን፡ ምስ ደቀሰ በታ ዝነበራ ኣብ ዘልኣለም ዕረፍቱ ተሳገረ። ያሬድ ንዓና ንስድራኡ ከምኡ እውን ንፈተውቱ ብዘይተጸበናዩ ሃንደበት አዩ ተፈልዩና። ያሬድ ምስ ብዙሕ ናፍቖትናን ፍቕርናን ካብዛ ምድሪ ብዓቢኡ ካባና ምፍላዩ ኣዝዩ ዘሕዝን እኳ እንተኾነ!! ብዘይ ገለ ቓንዛን፡ ብዘይ ገለ ስቓይን፡ ምፍላዩ፡ ኣብ ሕቕፊ ጎይታና የሱስ ምህላዉ ግና ንዓና ዓቢ ምጽንናዕ እዩ። ታሪኹ ክዝከር እቲ ክብሪታቱን ባህርያቱን ድም ንዉሉድ ወለዶ ክንነግረሉ፤ እቶም ዝተረፍና ውን እቲ ንሱ ዝኣመኖ ዎንጌል የሱስ ክንሰብኮ፤ ብዙሓት ውን በዚ ዝተላዕለ ናብ ዎድሓን ክመጹ ናይ ልብና ንያሬድን ንጎይታ የሱስን መብጽዓና እዩ፤፤

Bestill blomster Blomster